Fnote Loza
ስርዓተ ቅዳሴ
Regular price
$10.00
Shipping calculated at checkout.
እዚ መጽሓፍ እዚ ንምእመናንን ምእመናትን ሕዝበ ክርስቲያን፡ ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ኣቲዮም ሕሊናኦም ኣቕኒዖም ልቦም ሓደ ጌሮም ብፍጹም ፍርሃትን ምንቅጥቃጥን ቆይሞም፡ ብግእዝን፡ ብዓራራይ፡ ብዕዝል ዜማን ብዝተፈላለየ ናይ ሓዘን ዜማ ንባብን ናይ ቅዳሴ ተሰጥዎ ንምቕባልን ፈጣሪኦም ንምምስጋንን ዘኽእል ብግእዝን ብትግርኛን ዝተዳለወ ስርዓተ ቅዳሴ እዩ።
Size
12cm x 9cm
281 pages